ቤት ፅሕፈት ቤት ምክሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘረ ናይ ቲተት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ምክሪ ንግድን ዘርፊ ማሕበራትን ትግራይ

ተቁ

ዓይነት ንብረት 

ዝርዝር መግለፂ

 መለክዒ

በዝሒ

1

ቲተር ማህተም ኣዉቶማቲክ

ሽምን ስራሕን ሓላፍነትን

ብቁፅሪ

8

ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ንግዲ; ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ; ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ምስ መወዳደሪ ዶክመንትኩምን ብምትሕሓዝ ክትወዳደቱ ትክእሉ

መወዳደሪኩም ሽም ኣድራሻን ናይ ትካልኩም ማህተምን ብምግባ ብሽምዒ ብምዕሻግን ካብ ዕለት 17 /11/ 2011 ዓም ክሳ 19/ 11/ 2011 ዓም ሰዓ 8:30 ምቅራብ ይከኣል

ፕሮፎርማ ዕለት 19/ 11/ 2011 ዓም ሰዓት 8:30 ተዓፅዮ በቲ ዕለት ሰዓት 9:00 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344416570

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo