ንኮምሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ግልጋት ዝዉዕል ናይ መኪና አቅሓ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ

ተቁ

ዓይነት ንብረት  ሞዴል መኪና

ዲፈንደር 110

መፍለዮ

 መለክዒ

በዝሒ

1

ስፖርተር ሞተር

ሳምፕል ኣብ ቢሮ አሎ መፂኢኩም ርአዮ

ብሴት

1

2

ቦልደን ባትሪ

70 ኣምፒር

ብቁፅሪ

1

ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 17/11/2011 ዓም ክሳብ 20/ 11/ 2011 ሰዓት 10:00 ምቅራብ ይከኣል

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344406577

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo