ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ቀፂሉ ዝተዘርዘረ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ

ተቁ

ዓይነት  ኣቅሓ

ሰፐስፊኬሽን

መዓቀኒ

በዝሒ

ናይ ሐደ ዋጋ

ጎማ ብርጅስቶን ምስ ካላማደሪያ

  265 /65 /R17

ቁፅሪ

1 በዚ መሰረት ዝምልክተኩም ናይ ንግዲ ትከላት ናይ ሐደ ዋጋ መቅረቢኩም ፕሮፎርማ ክሳብ  16/11/2011 ዓም ሰዓት 3:30   ኣብ  ዘሎ ግዜ ናብ ቢሮና ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ቢሮ ቁፅሪ  ክተቅርቡ ብክብሪ ንዕድም

2 እቲ ፕሮፎርማ  ዕለት 16/11/2011 ዓም  ሰዓት 3:30 ይክፈት

ንዝበለፀ ሐበሬታ ብስልኪ ቁጽሪ 0344 40 43 46 / 0344403663

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo