ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ ዓዲግራት ካብ ዕለት 1/11/2009 ዓም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 30/10/2010 ዘሎ ሒሳብ ምንቅስቃስ ብደገ ኦዲት ከግብር ሰለዝደለየ ኣብ ትሕቲ አመራርሓን ክትትልን ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ እተቅርቡ ዝተፈቐደሎም ዉልቀ ኦዲተራትን ኦዲት ትካላትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ኦዲት ከግብር ሰለዝደለየ ሕጋዊ ፍቃድ ዘለኩም ንክሳተፍ ይዕድም

ቤት ፅሕፍት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዓዲግራት

1 ንቤት ዕዩና ኦዲት ንምክያድ ዘክእል ብርኪ ሐደ ወይ ክልተ ወረቐት ምስክር መረጋገፂ ብቅዓት ሞያ ዘለዎም

2 ናይ 2012 ዓም ወረቐት ምስክር መረጋገፂ ብቅዓት ሞያን ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሰ:  ንግዲ ምዝገባ :ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነ: መለለይ ግበሪ ከፋላይነት ለካልኦት ንጨረታ ዝጠቀሙ መረዳእታት ምስ ዋና ዝተገናዘበ ፎቶ ኮፒ ከቅርብ ዘክእል

3 ኦዲት ዘገብር ሒሳብ ኣብ ከተማ ዓዲግራት ትካል ምካኑ ፈሊጡ ዝሳተፍ

4 ሰነድ ጨረታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፋሳስን ከተማ ዓዲግራት ቢሮ ቁፅሪ 07 ካብ ዕለት 12/ 11 /2011 ም ክሳብ ዕለት 26/ 11 /2011 ዓም ኩሉ ግዘ ኣብ ስራሕ ሰዓት ዘይምለስ ብር 30 ከፊሎም ምዉሳድ ይክእሉ

5  ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ፋይናንሻል ቴኪኒካልን መወዳደሪ ቅጥዒታት ብዝግባእ ብምምላእ ደጋፊ መረዳእታኩም ምስ ዋና ኦርጅናል ብምግንዛብ ፋይነንሻል ዋጋ መወዳደሪ ዋናን ኮፒን ነንበይቡ ኣብ ክለተ ፖታ ቴክኒካል ድማ ዋናን ኮፒን ነንበይኑ ኣብ ክልተ ፖስታ ብጠቅላላ ኣብ 4ተ ፖስታ በዝግባእ ተዓሺጉ ኣብ ሕድሕድ ፖስታ ድማ ናይ ተጫረቲ ሸም ኣድራሻ ፊርማ ኦርጅናልን ዋናን ኮፒን ተባሂሉ ተጻሒፍሉ ማህተምን ዓሪፍዎ ነቲ ጨረታ ተባሂሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ ዓዲግራት ቢሮ ቁፅሪ 07 ዝተዳለወ ሳፁን ካብ ዕለት 12 /11/ 2011 ዓም ክሳብ ዕለት 26 11 2011 ዓም ከእትዉ አለዎም

6 እቲ ጨረታ ኣብ በጌት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፋይናንስን ከተማ ዓዲግራት ቢሮ ቁፅሪ07 ካብ ዕለት 12/11 /2011 ዓም ክሳብ 26/11/ 2011 ዓም ልክዕ ሰዓት 9:00 ድቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9:30 ድ ቀትሪ ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈትቨ ኮይኑ ግና ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም እንተዘይተረኪቡም ቤት ዕዩና ጨረታ ፖስታ ናይ ምክፋት መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

7 ቤት ዕየና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ወይ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ በስልኪ ቁጽሪ 0344450106 0344452872

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo