ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝውዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ኤለክትሮኒክስ ክትዕድግ ትደሊ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝውዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ኤለክትሮኒክስ ክትዕድግ  ትደሊ

ተቁ

ዝርዝር

መዐቀኒ

በዝሒ

1

ላፕቶፕ ኮምፒተር

ቁፅሪ

7

2

ዴስክቶፕ ኮምፒተር

ቁፅሪ

4

3

ፕሪንተር

ቁፅሪ

02

4

ፎቶኮፒ ማሽን

ቁፅሪ

02

5

ዲጂታል ካሜራ

ቁፅሪ

01

6

ኤክስተርናል ሃርድ ዲስክ 2ቴራ ባይት

ቁፅሪ

03

7

ካልኦት ተወሰክቲ

1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱ፤

2 ናይ ግብሪ ከፋላይነት መፍለይ ቁፅሪ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ፤

3 ቫት ተመዝጋቢን ናይ መወዳእታ ወርሒ ዲክለር ዝገበርሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ፤

4 ናይ መቅረባይት ምዝገባ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ፤

5 ናይ ጨረታ መከበሪ 5000.00 ሽሕ ብር ብቤት ፅሕፈት ማልት ሽም ሲፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ፤

6 ሰነድ ጨረታ ዋጋ 50 ብር

6 ተጫረቲ እቲ ሕትመት ኣብ ዉሽጢ 7ተ መዓልቲ ሓቲሞም ከቀርቡ ዝክእሉ

7 ተጫረቲ ቅድሚ ሐዚ ብስራሕ ምጉታት ዘተቀፅዑ

7 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድን ቢድ ቦንድን ማሕተም ገይሮም ሓደ ኦርጂናልን ሓደ ኮፒን ነንበይኑ ብፖስታ ብምፍላይ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ 8/11/2011 ክሳብ 23/11/2011 ዓ/ም ኣብ ቤት ፅሕፈትና ዝርከብ ናይ ጨረታ ሳፁን ኣታዊ ክገብሩ ይግባእ፤

8 ናይቲ ኣቅሓ ዝርዝር ድሌት መግለፂ ብናይ ባዕሎም ቅጥዒ ቴክኒካል ከቅርቡ ይግባእ፡፡

9 እቲ ጨረታ 23/11/2011ዓ/ም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ፣ ሰዓት 9:00 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ቢሮ ቁፀሪ 415 ኩሎም ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት፤

10 ሰዓራይ ምስሰዓሩ ምስተገለፁ ኣብ ውሽጢ 7 መዓልቲ ክኣቱ ዝክእል፤

11 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪባ ብክፋል ይኩነ ብሙሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰላ ዝተሓለወ እዩ፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-406944 ምድዋል ይከኣል፤

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo