ማሕበርና ማሕበር ኣክስዮን ኤለክሮኒክ ቴክኖሎጂስ አለናቴክ ካብ ዕለት 01 /11/ 2010 ዓም ክሳብ 30/ 10/ 2011 ዓም ዘሎ ሒሳብ ምንቅስቃስ ብደገ ኦዲት ከግብር ስለዝደለዮ ሕጋዊ ፍቃድ ዘለኩም ዉልቀ ኦዲተራትን ኦዲት ትካላትን ብግልፂ ጨረታ ንክትሳተፉ ንዕድም

ማሕበርና ማሕበር ኣክስዮን ኤለክሮኒክ ቴክኖሎጂስ ኣለናቴክ

ተጫረቲ ከማልእዎም ዝግባእ ረቃሕታት

1 ንማሕበርን ኦዲት ንምክያድ ዘክእል ብርኪ ሓደ ወይ ክልተ ወረቅት ምስክር መረጋጊ ብቅዓት ሞያ ዘለዎም

2 ናይ 2011 ዓም ወረቀት ምስክር መረጋገፂ ብቅዓት ሞያ ዘሐደሱን ንግዲ ምዝገባ ተወሳኪ እሴት ታክስ መለለዮ ግብሪ ከፋላይነት ካልኦት ንጨረታ ዝጠቅሙ መረዳእታታት ምስ ዋና ዝተገናዘበ ፎቶ ኮፒን ከቀርብ ዝክእል

3 ኦዲት ዝግበር ሒሳብ ኣብ መቀለ አለናቴክ ዋና ቤት ፅሕፈት ይከዉነ

4 ሰነድ ጨረታ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈትና ናይሌክስ ፕላዛ 1ይ ደብሪ ካብ ዕለት 08 /11/ 2011 ዓም ክሳብ 15/ 11 /2011 ዓም ኩሉግዘ ኣብ ስራሕ ሰዓት ዘይምለስ 50 ብር ብምክፋል ክወስዱ ይክእሉ

5 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ፋይናንሻልን ቴክኒካልን መወደደሪ ቅጥዕታት ብዝግባእ ብምምለእ ኮፒ ናይ ደጋፊ መረዳእትኦም ፋይናንሻል መወዳደሪ ነንበይኑ ኣብ ክልተ ፖስታ ብምእታዉ ኣብ ሕድሕድ ፖስታ ድማ ናይ ተጫረቲ ሽምን አድራሻን ተፃሒፉን ማሐተም ፊርማን ዓሪፍዎን ነቲ ጨረታ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ክሳብ 15 11 2011 ዓም ከእትዉ አለዎም

6 እቲ ጨረታ ዕለት 15/ 11/ 2011 ዓም  ሰዓት 3:00 ተዓፀዮ በቲ ዕለት ሰዓት 3:30 ይክፈት

7 ቤተ ፅሕፈትና ዝሓሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ ዮ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0342417677 ወይ 0953403882

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo