ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓት ክልል ትግራይ

ተ.ቁ

ዓይነት ኣቅሓ

ስፔስፊኬሽን

መዐቀኒ

በዝሒ

1

ጎማ ብርጅስቶን ምስ ካላማዳርኡ

265/65/R17

ቁፅሪ

05

2

ኦሞርዛተር ናይ ቅድሚት

ሞዴል Y 61 Nissan

ቁፅሪ

02

3

ኦሞርዛተር ናይ ድሕሪት

ሞዴል Y 61 Nissan

ቁፅሪ

02

- ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ፣ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ዘለኩም፣ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ፣ መለለይ ቁፅሪ ክትቅርቡ ትክእሉ፤

                              1 እዚ ፕሮፎርማ ክሳብ 05/11/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ክተቅርቡ ትክእሉ፤

                                            2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 05/11/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ይክፈት፡፡

                                                 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-403663 ምድዋል ይከኣል፡፡

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo