ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ዳ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን ንቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ሕትመት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡

ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ

ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ፣ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ዘለኩም፣ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ፣ መለለይ ቁፅሪ ክትቅርቡ ትክእሉ፤

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 01/11/2011ዓ/ም ክሳብ 03/11/2011ዓ/ም ክተቅርቡ ትክእሉ፤

                                     2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 04/11/2011ዓ/ም ሰዓት 2፡30 ይክፈት፡፡

                                                ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-406451 ምድዋል ይከኣል፡፡

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo