ኢንስቲዩት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ኦዲዮ ሪከርደር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡

ኢንስቲትዮት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ

ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ፣ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ዘለኩም፣ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ፣ መለለይ ቁፅሪ ክትቅርቡ ትክእሉ፤

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 28/10/2011ዓ/ም ክሳብ 01/11/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ድ/ቀትሪ ክተቅርቡ ትክእሉ፤

                        2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 01/11/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይክፈት፡፡

                                        ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-413795 ምድዋል ይከኣል፡፡

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo