ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡

ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ
  • - ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ፣ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ዘለኩም፣ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ፣ መለለይ ቁፅሪ ክትቅርቡ ትክእሉ፤

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 25/10/2011ዓ/ም ክሳብ 27/10/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ድ/ቀትሪ ክተቅርቡ ትክእሉ፤

                                      2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 27/10/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡30 ይክፈት፡፡                                    ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-417637/0342-400158 ምድዋል ይከኣል፡

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo