ናይ ዳዕሮ ዕቋርን ልቃሕን ሕ/ስ/ማ ኣ 2011 ዓ/ም ዝተፈፀመ ስራሕቲ ሒሳብ ብናይ ደገ ኦዲተር ኣወዳዲሩ ኦዲት ንምግባር ይደሊ፡፡

ዳዕሮ ዕቋርን ልቃሕን ሕብረት ስራሕ ማሕበር

1 ናይ 2011ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሓደሰ

                2 ቲን ቁፅሪ ሰርቲፊኬት ዘለዎ ከቅርብ ዝክእል፤

3 ካብ ተመሳሳሊ ትካል ሕ/ስ/ማ/ ካብ ሓደ ዓመት ንበጀት ንላዕሊ ኦዲት ዘገበረ/ት ዝስርሓሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል፤

4 ብቅዓቱ ዝገልፅ መረዳእታ ናይ ኦዲት ፈቃድ ደረጃ ትምህርትን ስራሕ ልምድን ዝገልፅ ስክር ወረቀት ከቅርብ ዝክእል፤

5 ካብ ጠቅላላ ዋጋ 2 ሚኢታዊ ብሲፒኦ ወይ ብጥረገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል፤

6 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ግዜ ካብ 24/10/2011ዓ/ም ክሳብ 29/10/2011ዓ/ም

7 ጨረታ ዝዕፀወሉ ግዜ ዕለት 29/10/2011ዓ/ም ሰዓ 4፡00 ዝክፈተሉ ድማ በቲ ዕለት ሰዓት 6፡00 ይከውን፡፡

8 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

9 ዶኩመንት ፊዚካልን ፋይናንሻልን ኣብ ሓደ ፖስታ ከቅርብ ኣለዎ፡፡

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo