ፋብሪካ መድሓኒት ኣዲስ ኣክስዩን ማህበር ዝ/ዩ ዓይነታት ናይ ፅሕፈት መሳርሕታት ብጨረታ አወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ፡፡

ፋብሪካ መድኃኒት አዲስ

1 ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዋ/ዎ

2 እቲ ንብረት ናብ ትካልና ዘቅርበሉ ዕለት ብንፁር ከቅምጥ ዝክእል

3 ተጫረቲ ናይቱ ዘእተዉዎ ዋጋ 5% ናይ ጨረታ መክበሪ ብጥረ ገንዝብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

4 ናይ ሕድሕድ ዋጋን ጠቅላላ ዋጋ ብግልፂ ኣብቲ ናይ ጨረታ መምልኢ ሰነድ ክቅመጥ ክክእል ኣዎ፣

5 ናይ ጨረታ ሳፁን ክፍቲ ኮይኑ ዝፀንሐሉ ካብ 19/10/2011ዓ/ም ክሳብ 9/11/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ይከውን፡፡

6 ጨረታ 9/11/2011 ዓ/ም ጨረታ ሳፁን 4:00 ሰዓት ተዓሺጉ ኣቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ሰዓት ኣብ መአከቢ አደራሽ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት አብ ዝተረከበሉ ይክፈት እንተዘይከይኑ ግን ተጫራታይ እንተዘይተረከበ ጨረታ ይክፈት፡፡

7 ናይ ጨረታ ሰነድ መግዝኢ ዘይምለስ 50.00 ብር ኣብ ናይ ትካል ፋይናንስ ብምክፋል ጨረታ ሰነድ ካብ ዕደጋ ከፍሊ ክወስድ ይክእል፣

8 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

9 ኣሸናፊ ወገን ምስተፈለጠ ብናይ ባሉ ትራስፖርት ናብ ትካል ከረክብ ዝክእል፤

10 ንዝበለፀ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344454211 / 0344451690 ኣብ ስራሕ ሰዓት ምድዋል ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo