ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ስዒቦም ዘለው ንብረታት ማለት ሎት 1 ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኣቅሑት፣ ሎት 2 መሳርሒ ፅሕፈት፣ ሎት 3 ባነር ወይ ስራሕቲ ሕትመት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ

1 ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ከቅርብ ዝክእል፤

2 ናይ ግብሪ ከፈልቲ ቑፅሪ ቲን ምምዝጋበኩም መረዳእታ ክተቕርቡ ትኽእሉ::

3 ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀትን ቫት ምምዝጋብኩምን ናይ ወርሒ ግንቦት 2011ዓ/ም ወርሓዊ ድክለረሽን ዝገበርኽሙሉ መረዳእታ ክተቕርቡ ትኽእሉ::

4 መኽበሪ ጨረታ ንሎት 1 ብር 10,000 ሽሕ ቅርሺ፣ ሎት 2 5,000 /ሓሙሽተ ሽሕ ቅርሺ / ንሎት 3 5000.00 ሽሕ ቅርሺ ስፒኦ/CPO/ ክተትሕዙ እትክእሉ::

6 ናይ ጨረታ ሰነድኩም ሎት 1 ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኣቅሑት፣ ብዝተአሸገ ፖስታ ሓደ ኦርጅናል ሓደ ቕዳሕን ኮይኑ ን ሎት 2 መሳርሒ ፅሕፈት፣ ሎት 3 ባነር ወይ ስራሕቲ ሕትመት ኦርጅናል ሓደ ቕዳሕን  ነዚ ጨረታ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቕ ኣብ ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ቢሮ ቑፅሪ 42 አብ ናይ ቢሮ ሰዓት ምእታዉ ትኽእሉ::

7 እቲ ጨረታ ካብ 21/10/2011 ዓ/ም ጀሚሩ ን 15 መዓልቲ አብ አየር ዝፀንሕ እንትኸዉን 08/11/2011 ዓ/ም ቅድሚ ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 4:00 ይኽፈት::

8 መሸነፊ ትካል ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ውዕሊ ኣሲሩ እቲ ንብረት ድማ ኣብ ውሽጢ 30 መዓልቲ ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኣቅሑት፣ ኣብ ውሽጢ 20 መዓልቲ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ባነር ወይ ስራሕቲ ሕትመት ከቅርብ ዝክእል፤

9 ዝተዳለወ ጨረታ ሰነድ ካብ ከይዲ ዕዳጋ ቢሮ ቑፅሪ 42 ዘይምለስ ብር 50.00 ብክፋል ምዉሳድ ትኽእሉ::

10 ሳንዱቅ ጨረታ ዝክፈተሉ በዓል እንተኮይኑ ኣብ ዝቅፅል መዓልትን ሰዓትን ይክፈት፡፡

11 ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ፡፡

12 ንተወሳኪ ብመምርሒ ስርዓት ዕደጋ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ክልል ትግራይ ኣዋጅ ቁፅሪ 255/2007 መምርሒ ቁፅሪ 04 /2007 ተግባራዊ ይከውን፡፡

ንተወሳኪ ሐበሬታ ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክ/ ትግራይ ስ.ቁ 0344-404715 ምድዋል ይከአል::

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo