ሆስፒታል ዓብይ ዓዲ ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ/ም 1ይ ፍርቂ ዓመት ንሆስፒታል ኣገልግሎት ዝውዕል ደቂሶም ንዝሓመሙ ሕሙማት ቀረብ ምግቢ ማለት ከም ጥራምረን፣ ኣትክልቲ፣ጣፍ፣ ሽኮር፣ ስገም፣ ወዘተ ቢበዘፈሩ ኣወዳዲሩ ካብ 01/11/2011ዓ/ም ክሳብ 30/04/2012ዓ/ም ኣጫሪቱ ምስሰዓረ ውዕሊ ክኣስር ስለዝደሊ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ነጋዶ ክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድም፡፡

ሆስፒታል ዓብይ ዓዲ

1 ዝተሓደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም፣ ሓደ ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል፤ መለለይ ቁፅሪ ከፋልነት ግብሪ ዘለዎ፣ ዝተሓደሰ ወረቀት መቅረባይነት ዘለዎ

2 ዘይምለስ ናይ ሰነድ ጨረታ ብር 20 ገዚኡ ካብ ሆስፒታል ዓብይ ዓዲ ይዉሰድ

3 መክበሪ ጨረታ ከትሕዝ ብጥረ ገንዝብ ወይ ድማ ብስፒኦ ዝክእል 3000.00 ከትሕዝ ዝክእል፡

4 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 10/11/2011 ዓ/ም ሰዓት 4:00

5 ጨረታ ዝኽፈተሉ ቦታ ዓዓዲ ሆስፒታል ዕለት 10/11/2011 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋውያን ወከልቲ ኣብ ዘለውሉ ይክፈት፡፡

6 መረዳእታ ዘማልአ ተጫራታይ ኣብ እዋን ጨረታ ተዘይተረከበ እውን ተወዳዳራይ ከምዝሎ ተሓሲቡ ክወዳደርን ሰዓራይ ከቅርብን ይግደድ፡፡

7 ካብ ዝተቀመጠ ዝርዝር ወፃኢ ምሕታት ኣፍቀድን፡

8 ዝሰዓሮ ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ መፅዓንን መራገፍን ናብቲ ሆስፒታል ዘቅርብ፤

9 እቲ ቤት ፅሕፈት 20 ሚኢታዊ ናይ ምውሳክን ምቅናስል መሰል ኣለዎም

10 ተጫራቲ ሽም ማህተም ፊርማ ሃሎዎ ስርዝ ድልዝ ዘለዎ እንትኮይኑ አብ ጎኑ ፊርማ ተዘይሃሊዎን ተቀባልነት የብሉን፡፡

11 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰል አለዎ፡፡

ንዝበለፀ ሓበሬታ ሞባይል 0344-460050 /51 ምሕታት ይከኣል እዩ፡፡

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo