ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡

ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ
  • - ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ፣ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ዘለኩም፣ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ፣ መለለይ ቁፅሪ  ክትቅርቡ ትክእሉ፤  

1 እዚ ፕሮፎርማ ክሳብ 24/10/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ድ/ቀትሪ ክተቅርቡ ትክእሉ፤

                              2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 24/10/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይክፈት፡፡

                                         ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-403663/404346 ምድዋል ይከኣል፡፡   

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo