ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ናይ ፅሬት ኣቅሑ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡

ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓት ክልል ትግራይ

ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ፣ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ዘለኩም፣ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ፣ መለለይ ቁፅሪ ክትቅርቡ ትክእሉ፤

1 እዚ ፕሮፎርማ ክሳብ 20/10/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ድ/ቀትሪ ክተቅርቡ ትክእሉ፤

                            2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 20/10/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይክፈት፡፡

                                       ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-403663/404346 ምድዋል ይከኣል፡፡   

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo