ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይንስን ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓቂ ናይ 2011ዓ/ም ንፖሊስ ቤት ፅሕፈት ትውዕል ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ።

ቤት ፅሕፈት ክፈለ ከተማ ዓዳ ሐቂ ትልምን ፋይናንስን

1 ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፈቃድ ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቁፅሪ ቲን /TIN NO/ ኣብ ናይ ወርሒ ግንቦት ቫት ድክሌር ዝገበርሉ መረዳእታ ክተቅርቡ ትክእሉ፤

2 ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ከቅርብ ዝክእል፤

3 ናይ ጨረታ መከበሪ 5000.00 ቅርሺ ብ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል፤

4 ናይ ፋይናንሻል መረዳእታ ኦርጂናልን ፎቶ ኮፒን ንነበይኑ ኣብ ዝተኣሸገ ፖስታ ከቅርቡ ዝክእሉ፤

5 ሰዓራይ ምዃኑ ምስተረጋገፀ ድሕሪ 3 ናይ ቅሬታ መዓልቲ ውዕሊ ክኣስር ዝክእል፤

6 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ስፐስፊኬሽን ካብቲ ቤት ፅሕፈት ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳርን 2ይ ደብሪ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ዘይምለስ 50.00 ቅርሺ ብምክፋል ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ ይከኣል።

7 ጨረታ ክፍቲ ኮይኑ ዝፀንሐሉ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 12/10/2011ዓ/ም ሰዓት ክሳብ ዕለት 27/10/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:00 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት።

8 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

9 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስቁ 0344-403728 /403772ብምድዋል ምሕታት ይከኣል።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo