ውቅሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ናይ መኪና ዘይቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡

ዉቕሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ
  • - ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ፣ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ዘለኩም፣ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ፣ መለለይ ቁፅሪ ክትቅርቡ ትክእሉ፤

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 14/10/2011ዓ/ም ክሳብ 19/10/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ቅ/ቀትሪ ፡ክተቅርቡ ትክእሉ፤

                                   2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 19/10/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይክፈት፡፡

                                         ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-430565 ምድዋል ይከኣል፡፡

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo