ናይ ደገ መብራህቲ ማለት እዉን ሲዴም ላምፕ ፊክስቼር ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት ከተማ ንግድን ኢንዱስትሪን ከተማ ዓዲ ዳዕሮ

ናይ ደገ  መብራህቲ ማለት እዉን ሲዴም ላምፕ ፊክስቼር  ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ ካብዚ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ረቋሕታት እተማልኡ ሕጋዉያን መቅረብቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

  1. ናይዚ ዘበን ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ፣ ሕጋዊ መቅረባይነት ፣መለለዩ ከፈልቲ ግብሪ፣ናይ ወርሒ ነሓሰ ሪፖርት ቫት ከምኡዉን ወረቀይ ምስክር ቫት ቅዳሕ ገይርኩም ኣተሓሒዝኩም ተቅርቡ
  2. ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ግዘ ካብ 20 ጥቅምቲ  2008 ዓ ም ክሳብ 2 ሕዳር 2008 ዓም
  3. ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ድማ ናብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት ከተማን ንግድን ኢንዱስትሪን ከተማ ዓዲ ዳዕሮ ብምምፃእ ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ክትወስዱ ትክእሉ
  4. ጨረታ 2 ሕዳር 2008 ዓም  ሰዓት 8 ፡30 ተዓፅዮ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9 ፡30 ባዕሎም ወይም ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
  5. መክበሪ ጨረታ 6,000 ቅርሺ  ብጥረ ገንዘብ  ወይዉን ብሲፒኦ ኣብ ዉሽጢ  5 መዓልትታት  ዉዕሊ ክትኣስሩ አለኩም
  6. ሰነድ ጨረታ ብንፁረ ዝንበብ  ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ናይ ባዕልኩም ፊርማን  ማሕተምን ኣብ ሕድሕድ ገፅ ዓሪፍዎ ብፖስታ ተዓሺጉ ክኣቱ ይግባእ
  7. ጨረታ ኣብ ቤት ፅሕፈትና ምስተከፈተ ከምኣድላይነቱ ንብረት ክሰብ 20 ሚኢታዊ ክዉስክን ክንክይን ይክእል እዩ
  8. ሰዓራይ ብናይ ባዕሉ መጋዕዝያ ንብረት ከረክብ አለዎ
  9. ሰዓሪ ዉዕሊ ክኣስር ከሎ ኣብ ጠቅላላ ዋጋ 10 ሚኢታዊ መክበሪ ዉዕሊ  ከትሕዝን ንዘቅርቦ ንብረት እንተነኣሰ ናይ ሓደ ዓመት ዉሐስና  ከቅርብን ኣለዎ
  10. ከይዲ ጨረታ ብዘይኣግባብ ንምዝባዕ ዝፍትን  ብሕጊ ዝሕተትን ጨረታ ከይሳተፍ እዉን ክሳብ ምእጋድ ስጉምቲ ዝዉሰዶ ምካኑ ንሕብር
  11. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን በሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዊ እዩ

ተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344320255 ወይዉን 0344320317 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo