ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝውዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ክተሕትም ትደሊ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ

No

ዓይነት ሕትመት

መዐቀኒ

በዝሒ

1

Poster

Sie A2, full coloure

2000

2

Short code promotional flayer

Size w10cm x H21 cm full coloure

10000

1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱ፤

2 ናይ ግብሪ ከፋላይነት መፍለይ ቁፅሪ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ፤

3 ቫት ተመዝጋቢን ናይ መወዳእታ ወርሒ ዲክለር ዝገበርሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ፤

4 ናይ መቅረባይት ምዝገባ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ፤

5 ናይ ጨረታ መከበሪ 3000.00 ሽሕ ብር ብቤት ፅሕፈት ማልት ሽም ሲፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ፤

6 ተጫረቲ እቲ ሕትመት ኣብ ዉሽጢ 7ተ መዓልቲ ሓቲሞም ከቀርቡ ዝክእሉ

7 ተጫረቲ ቅድሚ ሐዚ ብስራሕ ምጉታት ዘተቀፅዑ

7 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድን ቢድ ቦንድን ማሕተም ገይሮም ሓደ ኦርጂናልን ሓደ ኮፒን ነንበይኑ ብፖስታ ብምፍላይ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ 13/10/2011 ክሳብ 20/10/2011 ዓ/ም ኣብ ቤት ፅሕፈትና ዝርከብ ናይ ጨረታ ሳፁን ኣታዊ ክገብሩ ይግባእ፤

8 ናይቲ ኣቅሓ ዝርዝር ድሌት መግለፂ ብናይ ባዕሎም ቅጥዒ ቴክኒካል ከቅርቡ ይግባእ፡፡

9 እቲ ጨረታ 20/10/2011ዓ/ም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ፣ ሰዓት 9:00 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ቢሮ ቁፀሪ 415 ኩሎም ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት፤

10 ሰዓራይ ምስሰዓሩ ምስተገለፁ ኣብ ውሽጢ 7 መዓልቲ ክኣቱ ዝክእል፤

11 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪባ ብክፋል ይኩነ ብሙሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰላ ዝተሓለወ እዩ፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-406944 ምድዋል ይከኣል፤

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo