ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ሮቢንስን ኣብ 2011 ዓ/ም ዘበነ ትምህርቲ ንቤት ትምህርቲና ግልጋሎት ዝውዕል ዝ/ዩ ናይ ኣይሲቲ ንብረትን ካብ መቐረብቲ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ኒኮላስ ሮቢንስን ቤት ትምህርቲ

ነዚ ንምቅራብ እትኽእሉ ነጋዶ ኣብቲ ጨረታ ንክትሳተፉ እናዓደምና ዶክመንት ጨረታ ኣብ ዝቅፅል ገፅ ኣሎ።

1 ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ እዚ ዘመን ዘለዎም     

2 ወረቀት ምስክር ናይ መቅረባይነት ዘለዎ

     3 ቲን ቁፅሪ ዘለዎ

4 ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ምዝጉባት ኮይኖም ቫት ዝተመዝገብሉ ሰርቲኬት የቅርቡ፤

5 ዝርዝር መግለፂ እቲ ንብረት ምስቲ ጨረታ ዶኩመንት ተተሓሒዙ ይርከብ፤

6 ሰነድ ጨረታ ብር 30.00 ብምክፋል ካብ ቤት ት/ትና ተሓዚት ገንዝብ ምዕዳግ ይከአል።

7 ንመክበሪ ጨረታ ካብ ዘቅርብዎ ጠቅላላ ዋጋ 2% ስፒኦ ጥራሕ ክትሕዝ ዝክእል ኮይኑ፣ እቲ ሰፒኦ ኣብቲ ውሽጢ ጨረታ ዝሓዘ ፖስታ ተዓሺጉ የቕርብ።

8 ሰነድ ጨረታ ዝሽየጠሉ ካብ 12/10/2011 ዓ/ም ክሳብ 21/10/2011 ዓ/ም ሰዓት 9:20

9 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 21/10/2011 ዓ/ም ሰዓት 3፡15 ተዓሺጉ በቲ ዕለት 3:30 ይክፈት።

10 ሰዓራይ ውዕሊ ካብ ዝኣተውሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 10 መዓልቲ ሰሪሖም የረክቡ፤

11 እቲ ትካል እቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ።

ኣድራሻና- ዓዲ ሽንዱሕን ህንፃ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ እትዉ ኢልካ እንትከዉን ስልኪ ቁፅሪ 0342-400138

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo