ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ናይ ዘለዎ ቦርሳ /ናይ ላፕቶፕን ናይ ገንዘብን ቦርሳ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ

 ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ፣ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ዘለኩም፣ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ፣ መለለይ ቁፅሪ ክትቅርቡ ትክእሉ፤

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 12/10/2011ዓ/ም ክሳብ 20/10/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ድ/ቀትሪ ክተቅርቡ ትክእሉ፤

                                2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 20/10/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡10 ይክፈት፡፡

                                            ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-413232 ምድዋል ይከኣል፡፡

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo