ኤጀንሲ ማዕድንን ኢነርጂ ክልል ትግራይ ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑት ጠረቤዛ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡

ኤጀንሲ ማዓድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ
  • - ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ፣ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ዘለኩም፣ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ፣ መለለይ ቁፅሪ ክትቅርቡ ትክእሉ፤

1 እዚ ፕሮፎርማ ክሳብ 17/10/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ድ/ቀትሪ ክተቅርቡ ትክእሉ፤

                                         2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 17/10/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ይክፈት፡፡

                                                 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-401209 ምድዋል ይከኣል፡፡

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo