ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ወንበርታ ኣብ ወረድኡ ንዝርከባ ሴከተራት ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ መኪና መ/ኣቅሑት ኢ/ማተሪያልን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ወንበርታ

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 07/10/2011ዓ/ም ክሳብ 13/10/2011ዓ/ም ሰዓት 5፡00 ድ/ቀትሪ ክተቅርቡ ትክእሉ፤

                                2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 13/10/2011ዓ/ም ሰዓት 5፡30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0343-400033ወይ 0343-400010 ምድዋል ይከኣል፡፡

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo