ንቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ውፅኢት ስራሕቲ ቤት ትምህርቲ ዘካተተ ሕትመት መፅሄት ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ።

ኒኮላስ ሮቢንስን ቤት ትምህርቲ

ነዚ ንምቅራብ እትኽእሉ ነጋዶ ኣብቲ ጨረታ ንክትሳተፉ እናዓደምና ዶክመንት ጨረታ ኣብ ዝቅፅል ገፅ ኣሎ።

1 ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ እዚ ዘመን ዘለዎም፤

2 ወረቀት ምስክር ናይ መቅረባይነት ዘለዎ፤መለለይ ግብሪ ከፋሊ ቲን ሰርቲፊኬት ዘቅርቡ፤

4 ቅድሚ ሐዚ ናይ ዝሰርሕዎም ስራሕቲ ሳምፕል መፅሄት 1-2 መፅሄት

5 ቅድሚ ሐዚ ዝሰርሕዎም ስራሕቲ ብግዚኡን ብፅርየትን ከምዘረከቡ ዝተውሃቦም ምስክር

6 ዝርዝር መግለፂ ስፔስፊኬሽን ስረሕቲ እቲ መፅሄት ምስቲ ጨረታ ዶኩመንት ተተሓሒዙ ይርከብ፡፡

7 ሰነድ ጨረታ ብር 50.00 ብምክፋል ካብ ቤት ት/ትና ተሓዚት ገንዝብ ምዕዳግ ይከአል።

8 ንመክበሪ ጨረታ ካብ ዘቅርብዎ ጠቅላላ ዋጋ 3000.00 ስፒኦ ጥራሕ ክትሕዝ ዝክእል

9 ሰነድ ጨረታ ዝሽየጠሉ ካብ 10/10/2011 ዓ/ም ክሳብ 19/10/2011 ዓ/ም ሰዓት 4፡00

10 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 19/10/2011 ዓ/ም ሰዓት 3፡15 ተዓሺጉ በቲ ዕለት 3፡30 ይክፈት።

11 ሰዓራይ ንዝሰዓርዎ ንብረት ውዕሊ ካብ ዝኣስርሉ ዕለት ኣብ ውሽጢ 10 መዓልቲ ሰሪሖም ዘረክቡ፤

12 እቲ ትካል እቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ። እዚ ከም ውዕሊ ኮይኑ ከገልግል ይኽእል እዩ።

ኣድራሻና- ዓዲ ሽንዱሕን ህንፃ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ እትዉ ኢልካ እንትከዉን ስልኪ ቁፅሪ 0342-400138

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo