ኣብ 2008 ዓ∙ ም ናይ መደበኛ በጀት ንቲ ቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መለዋወጢ ኣቁሑትን ጎማን ዝተፈላለዩ መካይን በጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ

ቢሮ ጉዳይ መናእሰይ እስፖርትን ክልል ትግራይ

ኣብ 2008  ዓ∙ ም ናይ መደበኛ በጀት ንቲ ቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መለዋወጢ ኣቁሑትን ጎማን ዝተፈላለዩ መካይን በጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ  ስለዝደሊ ነዞም ስዒቦም ዝቀረቡ ረቀሕታት እተማልኡ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም

  1. ነዚ ጨረታ ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ኣብ ቢሮ ጉዳይ  መናእሰየን ስፖርትን ክልል ትግራይ ኣብ ናይ ሓባይ ህንፃ  ሓደ ምድር ቤት ቁፅሪ ክፍሊ 23  ብምምፃእ ንሕድሕድ 30 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል
  2. ተጫረቲ መክበሪ ጨረታ 3000 ቅርሺ  ብጥረ ገንዘብ ወይ ብሲፒኦ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቅብሊት ከቅርቡ አለዎም
  3. ተጫረቲ ግብሪ  መንግስቲ ዝከፈሉን ናይ 2007 ዓ ም  ፍቃድ ንግዲ  ዘሐደሱን  ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮኑን  በብወርሒ ሒሳብ ዘፍለጥሉ ካብ ግብሪ ኣካቢ ኣካል  ዝከፈሉ ምካኖም መረዳእታ ከቅርቡ  ዝክእሉን  ወረቀት  ምስክር  መቅረባይነት  ዘለዎምን
  4. ጨረታ ካብ ዝወፀሉ  ዕለት 10 ጥቅምቲ 2008 ዓ ም  ክሳብ  ዕልት 24 ጥቅምቲ 2008 ዓ ም ዝፀንሕ ኮይኑ  በቲ ዕለት ንሱ መላት እዉን 24 ጥቅምቲ  2008 ዓ ም  ተጫረቲ  ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረከብሉ ዕለት  8 ፡30 ድሕሪ  ቀትሪ  ኣብ  ህንፃ ሓደ ቁፅሪ  ክፍሊ 23 ይክፈት
  5. እቲ ሰነድ ጨረታ  ብፖስታ  ብምዕሻግ  ናብ ንዕኡ ተባሂሉ ዝተዳለወ ሳንዱቅ  ጨረታ  ከእትዉ ኣለዎም
  6. እቲ ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ን 45 መዓልትታት ይከዉን
  7. እቲ ቢሮ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ መስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo