ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ቀፂሉ ዝተዘርዘረ ናይ ዘርኢ ኣግራብ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡

ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓት ክልል ትግራይ
  • - ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ፣ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ዘለኩም፣ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ፣ መለለይ ቁፅሪ ክትቅርቡ ትክእሉ፤

1 እዚ ፕሮፎርማ ክሳብ 13/10/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ድ/ቀትሪ ክተቅርቡ ትክእሉ፤

                         2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 13/10/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይክፈት፡፡

                   ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-404346/ 0344-403663 ምድዋል ይከኣል፡፡

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo