ንኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሕክምና መሳርሒ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡

ኢንስቲትዮት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ
  • - ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ፣ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ዘለኩም፣ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ፣ መለለይ ቁፅሪ ክትቅርቡ ትክእሉ፤

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 10/10/2011ዓ/ም ክሳብ 13/10/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ድ/ቀትሪ ክተቅርቡ ትክእሉ፤

                                   2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 13/10/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይክፈት፡፡

                              ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0914-758978/0342-413795 ምድዋል ይከኣል፡፡

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo