ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳዕስዕ ፃዕዳ እምባ ብናይ ሴፍቲኔት በጀት ንግልጋሎት ዝውዕሉ ናውቲ ኢንዳስትሪያል ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳ/ፃ/እምባ

 ሲሚንቶ 400 ኩንታል፣ ቴንዲኖ ቁፅሪ 60 ፣ ቆርቆሮ በዓል 32 ጌጅ 4.5 ኪግ ዝምዘን G-32 ቁፅሪ 294

            1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 28/09/2011ዓ/ም ክሳብ 01/10/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡00

                         2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 01/10/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0902-020019 /0919-429847/ 0983-120410 ምድዋል ይከኣል፡፡

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo