ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት መለዋወጢ ኣቁሑ መኪና ጎማታትን ከምኡዉን ኣቁሑት ፅሬትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክድዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ

ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደሊዩ ነጋዶ ብንግዲ ዘፈርኩም መሰረት

1 ናይ 2008 ዓ/ም ፍቃድ ንግዲ

2 ናይ መቅረበይነት ምዝገባ

3 መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ዝሐደስኩም

4 አብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩም እዚ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ አብ ሰዓት ስራሕ ክሳብ 24/2/2008 ዓም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ አብ ዘሎ ግዘ ናይ ጨረታ ዝርዝር መምርሒ ሰነድ ካብ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይነንስን ምምሕዳር ንብረትን ክፍሊ ቁፅሪ 3 ክፍሊ ቁፅሪ 19 ን ዘይምለስ 50 ቅርሺ ከፊልኩም ብምዉሳድ ክትጫረቱ ይዕድም

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344406451 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo