ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ንዳ/ዳ/ምም/ር ፋይናንስ መ/ቲ ታ.ቁ 4-01640 ት.ግ ሞዴል HZJ76L ካብ ሴፍቲኔት በጀት ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ክልል ትግራይ

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 26/09/2011ዓ/ም ክሳብ 29/09/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡00

                                               2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 29/09/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-415291/5152 ምድዋል ይከኣል፡

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo