ማይጨዉ ስራሕቲ ፓርቲክል ቦርድ ኃ.ዝተ.ዉ.ል ዘለዎ ናይ ፅሕዲ ሃፍቲ ብምጥቃም ዝ/የ ዓቐን ዘለዎም ጣውላታትን ሞራሌታትን ኣብ ምፍራይ ይርከብ፡፡ በዚ መሰረት ናይ ውሽጢ ዓዲ ትሕቲ ክልተ ሜትሮ ንውሓት ዘለዎም ዝ/የ ስፍሓት ጣውላታት ኣብ መክዘን ብበዝሒ ስለዘለና ንምዕዳግ እትደልዩ ነጋ ክትጫረቱ ብክብሪ ንዕድም፡፡

ማይጨው ስራሕቲ ፓርቲክል ቦርድ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር

1 ተጫረቲ ሕጋዊ ዝኮነ በዚ ዘርፊ ፈቃድ ዘለዎምን ናይዚ ዓመት ግብሪ ዝከፈለን ዝሐደሱን ክኮኑ አለዎም ነዚ ንምርግጋፅ ኦርጅናል ኮፒን መረዳእታ ከቅርቡ አለዎም፡፡

2 ንጨረታ ዝቀረበ ንብረት ንምርኣይ ዘደልዩ ተጫረቲ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዘለው 7 ተከታተልቲ መዓልታት ናብ ትካልና ብምምፃእ ምርኣይ ይክእሉ እዮም፡፡

3 ተጫረቲ ዘሎ ጣውላ ኩሉ ብሓደ ግዘ ክገዝኡ ዘለዎም ከኮኑ ኣለዎም፡፡

4 ናይ ፍርያትና ዝርዝር ዝሓዘ ሰነድ ብር 100 ብምክፋል ካብ ዋና ቤት ፅሕፈት ኩባንያ ኣብ መምርሒ ፋይናንስ መፂእኩም ምዕዳግ ዝክእሉ ምካንኩም ንሕብር፡፡

5 ተጫረቲ ነቶም ዝ/የ ዓቐን ዘለዎም ፍርያትና ዝገዝእሉ ዋጋ ብምግላፅ ክሳብ ግንቦት 30/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ኣብ ትካልና ውሽጢ ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ብዝተዓሸገ ፖስታ ከእትው ኣለዎም፡፡

6 እዚ ጨረታ ዕለት 30/09/2011 ዓ.ም. ልክዕ ሰዓት 9:00 ድሕሪ ቀትሪ ኮይኑ በዚ ዕለት 9:30 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወኪል ተጫረቲ ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ከተማ ማይጨው ቀበሌ 04 ኣብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ይክፈት::

7 ተጫረቲ ብፖስታ ዝተዓሸገ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይድማ ብጥረ ገንዝብ ብር 10,000 ጨረታ መክበሪ ከትሕዙ ይግባእ፡፡

8 ነዚ ጨረታ ዘሸነፉ ተጫረቲ ኣብ ውሽጢ ሓደ ሰሙን ንብረት ከልዕሉ ኣለዎም፡፡

9 ኩባንያ ነዚ ጨረታ ብክፋል ወይ ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ፡፡

10ንዝበለፀ ሐበሬታ ብቴልፎን 0347-771259/1360/0914-301759 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፡፡

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo