መስተካከሊ ዝክፈተሉን ዝዕፀወሉን መዓልቲ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እምባ አላጀ ንወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝ/ዩ መሳርሒ ህንፃ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክግዝእ ይደሊ፤

ቤት ፅሕፈተ ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ

1 ካብ ዕለት 13/09/2011 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 29/09/2011 ዓ/ም ኣብ ዘሎ እዋን ዘይመለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ብምዉሳድ ንክትጫረቱ ይዕድም፡

2 ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል፤

3 መለለይ ቁፅሪ ግብሪ ከፋላይ ከቅርብ ዝክእል፤

4 ኣብ ተወሳኬ እሴት ታክስ ዝተመዝገበ ዝኮነን ናይ ወርሒ መጋቢት/ሚያዝያ 2011 ዓ/ም መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል፤

5 ናይ መቅረባይነት ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሐደሰ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል፤

6 መከበሪ ጨረታ 5000.00 ቅርሺ ብጥረ ገንዝብ ወይድማ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል፤

7 ኣብ ዝተገበረ ጨረታ ናይ በዝሒ 20% ምዉሳክ ወይ ምቅናስ ከም ዝከኣል ምፍላጥ የድሊ፤

8 ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕፀወሉ ን ዕለት 29/09/2011 ዓም ሰዓት 4:00 ቅደሚ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:30 ይክፈት፤

9 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብከፊል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ፤

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344-210089 ወይ 0344-210276 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፡፡

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo