ናይ መኪና ጎማ በዝሒ 40 አጫሪቱ ክትዕድግ ይደሊ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ

1 ናይዚ ስራሕ ንግዲ ፈቓድ  ዘለዎምን ናይ 2008 ዓ/ም ንግዲ  ፈቃድ  ዘሐደሱን
2  ናይ ዘሸነፎ 2% ብ CPO ከትሕዝ ዝኽእል

3 ጨረታ ሰነድ ብር 20.00 ከፊሉ ክወስድ ዝኽእል::

4 ጨረታ ዘሸነፈ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ዝተአዘዘ ንብረት አታዊ ዝኽእል::

5 ጨረታ ሰነድ  ዝዉሰደሉ ካብ ዕለት 9/2/2008 ዓ/ም ይኸዉን

6 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸግ ዕለት 18/02/2008 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 6:00 ኾይኑ ዝኽፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 18/ 02/2008 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለዉዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈትና ዝክፈት ይኸዉን

7 VAT ተመዝገብቲ ዝኾንኩም

8 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነተ ጨረታ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo