ኤጀንሲ ሓለዋ ስነ-ከባቢ ኣጠ/ምም/ርን ገጠር መሬት ክ/ትግራይ ካብ ካፒታል በጀት ዝኮነ ፍልፍል በጀት ኤሌክትሮኒክስ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ኤጀንሲ ሓለዋ ስነ-ከባቢ ምምሕዳርን ኣጠቓቅማን መሬት ትግራይ

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 19/09/2011ዓ/ም ክሳብ 22/09/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 22/09/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ይክፈት፡፡     

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-417104 ምድዋል ይከኣል፡፡

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo