ናይ መኪና ስፔርፓርት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝስዕቡ ረቋሕታት እተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድን

ዩንቨርስቲ ኮሎጅ ኒው ሚለንየም

ናይ መኪና ስፔርፓርት  ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝስዕቡ ረቋሕታት  እተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድን

  1. ናይ 2007 ዓ ም ወይ ድማ ናይ 2008 ዓ ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ከቅርቡ ዝክእሉ ናይ 2008 ዓ ም ዝተሓደሰ ቅድሚያ ይወሃቦ
  2. ቫት ተመዝገብቲ  ማካኑ/ኖም ናይ ቫት መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
  3. ሕጋዊ ደረሰኝ ከቅርብ  ዝክእል
  4. ቲን  ቁፅርን  ተመዝገብቲ ምካኑ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
  5. ናይቲ ዓምት ቫት ዲክላሬሽን ከቅርብ ዝክእል
  6. ተጫረቲ ሰዓራይ መካኑ ምስ ተነገሮ  ኣብ ዉሽጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲታት ዉዕሊ ይኣስር
  7. እዚ ጨረታ  ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ እዋን ካብ ዕለት 08 /02/ 2008 ዓ ም ኮይኑ እዚ ጨረታ  15/ 02 /2008 ዓ ም ሰዓት 4፡ 00 ተዓፅዮ ሰዓት 4 ፡30  ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት ።በዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ብምትራፎም እቲ ጨረታ ካብ ምክፋት ዝእግዶ  ነገር የለን
  8. ናይ ጨረታ መክበሪ ቢድ ቦንድ ካብ ጠቅላላ ዋጋ 5 %  ብ CPO  ከትሕዙ ዝክእሉ
  9. ዝርዝር ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 30 ብር ብምክፋል ካብ ዕደጋ ክፍሊ ምዉሳድ  ይካኣል
  10. ኮሌጅና ዝሓሸ ኣመራፂ  እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
  11. ተጨረቲ ኣብ ዝመልእዎ ዋጋ ሰዓራይ ምስ ተነገሩ ኣታዊ እንተዘይገይሮም ዘትሐዞ ሰፒኦ ናብ ኒዉ ሚለንየም ኮሌጅ ኣተዊ ይከዉን

ንዝበለፀ ሓበሬታ  ብቁፅሪ ስልኪ 0344419289 /410465 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo