ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ሰሜን ዘገልገሉ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፡፡

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ሰሜን

1 ሽምን ኣድራሻን ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ሰሜን

2 ዝውገድ ንብረት ዝ/ዩ ታፔላታት

3 እቲ ንብረት ዝርከበሉ ክ/ከተማ ሰሜን ቤት ማዘጋጃ

4 እቲ ጨረታ ካብ ዕለት 16/09/2011ዓ/ም ክሰብ 30/09/2011ዓ/ም ኣብ ኣየር ይፀንሕ፤

5 እቲ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 30/09/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ኮይኑ ዝክፈተሉ ዕለት በዚ ዕለት ኮይኑ ሰዓት 9፡00 ይክፈት፤

6 ጨረታ ሳፁን ዝርከበሉ ቦታ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ሰሜን  ክ/ከተማ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ቢሮ ቁፅሪ 11 ይከውን፤

7 መከበሪ ጨረታ ካብ ዝተፈለጠ ባንኪ ስሊፕ ወይ ብጥረገንዘብ 3000.00 ሽሕ የትሕዝ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ፤

8 ገንዘብ ኣታዊ ዝኮነሉ ኩነታት ምስሰዓሩ ጠቅላላ ንብረት ቅድሚ ምውሳዶም ናብ ባንኪ ንግዲ ቁፅሪ 10.00034956999 ኣታዊ ገይሮም ደረሰኝ የምፅኡልና፤

9 ሰነድ መሸጢ ዋጋ ብር 50.00 ብር ዘይምለስ ይከውን፤

10 እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፤

11 ሚዛን ባዕሉ ተጫራታይ የቅርብ ናይ ሸቃላይ ጉልበትውን እንተደልዩ ባዕሉ ዝከፍል ምዃኑ ኣብ ግምት ኣእትዩ የጫረት፤

12 እቲ ጨረታ ካብ ዘሸነፈሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ 5ተ ናይ ሰራሕ መዓልቲ የልዕል ንዘየልዕል ካብ ጨረታ መከበሪ 10 ሚኢታዊ ይቅፃዕ፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-417910 ምድዋል ይከኣል፤

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo