ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤንን ንናይ ወረድኡ ሴክተር ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሞዴል መኪና HZJ 79 መለዋወጢ ኣቅሑት /ስፔር/ ኣብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ::

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወ/ቆ/ተምቤን

1 አብቲ ግልፂ ጨረታ ዝተጠቐሰ ሞዴል/ Specification/ ምስራዝ አይካአልን፤

2 ናይዚ 2011ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሃደሰን ግብሪ ሙሉእ ዝከፈለን፤

3 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን ዘለዎ ኮይኑ ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ ከምኡውን መፅዐኒን መራገፍን ሸፊኑ ከቅርብ ዝክእል፤

4 እዚ ግልፂ ጨረታ ተጫራታይ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዘለዎ ይኽፈት በቲ ዝተባሃለ እዋንን ቦታን እንድሕር ዘይተረኺቡ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዘይለዉሉ ዝኽፈት ምኻኑ::

5 ንሐደ ደኩመንት ዘይምለሰ ብር 100 ከፊሉ እቲ ጨረታ ሰነድ ካብ ቤ/ ፅሕፈትና ቤት ፍርዲ ወረዳ ቆላ ተምቤን ክፍሊት ብምክፋል ክወዳደር ዝደሊ፤

6 ሰነድ ዝሽወጠሉ እዋን ካብ ዕለት 17/09/2011 ዓ/ም ክሳብ 03/10/2011 ዓ/ም ኮይኑ ዋንኡን ኮፒኡን ብስምዒ ወይ ዝጠንከረ መጣበቂ ተዓጉ ብትዓሸገ ኢንቨሎፕ ሓደ ኮፒ ሓደ ኦርጂናል ብምምፃእ ነዚ ተባሂሉ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳፁን ይኣትው፡፡

7 ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 03/10/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ኮይኑ በዚ ዕለት ሰዓት 4፡30 ይኽፈት መክፈቲ ቦታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት ፍርዲ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምምሕዳር ወ/ቆ/ተምቤን ይከውን፡፡

8 ተጫረትቲ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ መከበሪ ጨረታ ዝከውን ናይ ሕድሕድ ጨረታ ሰነድ ብር 5000.00 ሽሕ ብር ብሲፒኦ ወይ ብጥረገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል፤

9 ቤ/ፅትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ፡፡

10 ሰዓራይ ምስተፈለጠ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ውዕሊ ክኣስር ዝክእልን፤

11 ንተወሳኺ ሓበሬታ ስ.ቁ 0344- 46058/052 ምድዋል ይከኣል::

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo