ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓውዜን ዝ/ዩ ንብረታት ግዚኡ ዝሓለፎ ኮምፒተር ዝኣረጋ፣ ፕሪንተር፣ ዴስክ ወንበር ዝኣረጋ፣ ድረቅወንበር ዝኣረገ፣ መርቢን ንካልኦት ንብረታትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክንሸይጥ ንደሊ፡፡

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን

1 ናይቲ መወዳደሪ ሰነድ ጨረታ ዝኮነ ንግዲ ፍቃድ ይሃልዎ ኣይሃልዎ ብዘየገድስ ክወዳደር ዝክእል፤

2 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 30.00 ብምክፋል ካብ ዕለት 16/09/2011ዓ/ም ክሳብ 26/09/2011ዓ/ም ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓውዜን ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን ቁፅሪ 01 ምውሳድ ይከኣል፡፡

3 ጨረታ መከበሪ 3000.00 ሽሕ ቅርሺ ብጥረገንዘብ ወይ ባንኪ ዝተመስከረሉ ሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል፤

4 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል ኣለዎ፡፡

5 እቲ ጨረታ ኮነ ኢሉ ዘዛበዐ ወይ ከጭበርብር ዝሞከረ ካብቲ ጨረታ ክወፅእ ተገይሩ ዘትሓዞ ጨረታ መከበሪ ተወሪሱ በቲ ናይ ዕደጋን ንብረትን መምርሕን ድንጋገን ብሕጊ ተሓታቲ ይከውን፡፡

6 እቲ ጨረታ ዝሰዓረ ሰብ በቲ ዝሰዓረ ዋጋ ከቅርብ ፍቃደኛ ተዘይኮይኑ ዘትሓዞ ቢድ ቦንድ ናብ መ/ቲ ካዝና ኣታዊ ይከውን፡፡ በተወሳኪ ብመመርሒ ዕደጋ እውን ይሕተት፡፡

7  ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 26/09/2011ዓ/ም 8፡00 ናይ ደ/ሰዓት ተዓፅዩ ሰዓት 8፡30 ይክፈት፡፡

8 እቲ ዘይሰዓረ ተጫራታይ ናይ መከበሪ ጨረታ ቢድቦንድ ሰዓራይ ምስተገለፀ ብመምርሒ ዕደጋ መሰረት ይምለሰሉ፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0346-670078/0914-440278 ምድዋል ይከኣል፡፡

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo