ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓይደር ንዝ/ዩ ኣብያተ ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝውዕል ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን ኣቅሑት ቢሮን /ፈርኒቸር/ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓይደር

1 ናይ ዘመን ግብሪ ዝከፈሉ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቓድ :ቲን /TIN/ : እዋናዊ VAT (ቫት ዲክሌር) ዝገበረን ኣብ መቕረብቲ ዝተመዝገቡ መረጋገፂ ዘቅርብን ፤

2 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ስፐስፍኬሽን ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 14/09/2011 ዓ/ም ክሳብ 29/09/2011 ዓም ጀሚሩ ዘይምለስ ብር 50.00 ብምክፋል ጨረታ ሰነድ ካብ ዕደጋ ክፍሊ ምዉሳድ ይከኣል፤

3 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 29/09/2011 ዓም ሰዓት 8:30 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9:00 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወኪላት አብ ዘለዉዎ ይክፈት ተዘይሃለዉን ዉን ኣብ ዉሽጢ ሳንዱቅ ዝተረከበ ፖስታ ብስርዓት ይክፈት ይግምገምን፤

4 ናይ ጨረታ መከበሪ ብር 3000.00 ሽሕ ቅርሺ ካብ ባንኪ ዝተረጋገፀ ብሰፒኦ ወይ ጥረ ገንዝብ ከትሕዝ አለዎ፤

5 ተጫራታይ ናይ ጨረታ ሰነድ ብክልተ ፖስታ ሐደ ኦርጅናልን ሓደ ኮፒን ብዝተዓሸገ ፖስታ የቅርብ፤

6 ሰዓራይ ንዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጋዓዝያ ከቅርብ ዝክእል፤

7 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ቡሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ፡፡

ኣድራሻና -ዓይደር ሪፈራል ሆስፒታል ታሕታዋይ በሪ

ተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344-418437 ደዊልካ ምሕታት ይክእሉ፡፡

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo