ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ስላሴ ኣስገዶም ዕዳጋ ሓሙስ ኣብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ዝ/ዩ ናይ ሚስቲቡሽ መኪና ስፔር ፓርት ኣቅሑት፣ ናይ መኪና ቀለም መቅብኢ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ኣቅሓ ግልጋሎት ክገዝእ ይደሊ፡፡

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ስላሴ ኣስገዶም

1 ናይ 2011ዓ/ም በቢዘርፉ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ ኮይኑ ኮፒ ገይሩ ዘቅርብ፤

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ // ዘለዎ፤

3 ቫት ተመዝጋቢ ዝኮነ ንናይ መኪና ቀለም ግን ቫት ተመዝጋቢ ይኩን ዘይተመዘግቢ ክወዳደር ይክእል እዩ፡፡

4 ኣብ መ/ቲ ንክትጫረቱ ናይ መቅባይነት ሰርቲፊኬት መረዳእታ ከቅርቡ ትክእሉ፤

5 ጨረታ ሰዓርቲ እንተኮይንኩም ዝሰዓርክምዎ ንብረት በቢዝምልከተኩም ዘርፊ ብደብዳቤ ተገሊፅልኩም ውዕሊ ካብ ዝኣሰርኩምዎ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 10 መዓልቲ ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ ንብረት ብበዓል ሞያ ኣፈቲሹ ናብ ትካልና ኣታዊ ክገብር ዝክእል፤

6 ተጫረቲ መወዳደሪ ዶኩሜንትኩም ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ሽምን ኣድራሻ ዘለዎ ናይቲ ትካል ማህተምን ፊርማን ዘለዎ ነዚ ጨረታ ተባሂሉ ኣብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ስላሴ ኣስገዶም ዕዳጋ ሓሙስ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ቢሮ ቁፅሪ 03 ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ክተእትው ከምትክእሉ፤

7 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ዋጋ ዘይምለስ ብር 30.00 ብር ንሕድሕድ ሎት በቢዝምልከተኩም ዘርፊ እናከፈልኩም ካብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ስላሴ ኣስገዶም ዕዳጋ ሓሙስ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ቢሮ ቁፅሪ 03 ካብ ዕለት 09/09/2011ዓ/ም ክሳብ 23/09/2011ዓም ክሳብ ሰዓት 11፡00 ምሸት እናመፃእኩም ሰነድ ጨረታ ክትወስዱ ትክእሉ፡፡

8  እቲ ጨረታ ዕለት 26/09/2011ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4፡00 ሰዓት ተዓፅዩ ሰዓት 4፡10 ኣብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ስላሴ ኣስገዶም ዕዳጋ ሓሙስ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን ተጫረትቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት፡፡

9 ተጫረቲ በቢዝምልከተኩም ዘርፊ ናይ ጨረታ ውሕስና መከበሪ ንመኪና ስፔር ፓርት ብር 3000.00 ፣ንናይ መኪና መቀለሚ ብር 1000.00 ብሲፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ክተትሕዙ ይግባእ፡፡

10 ትካልና መጠን ዝግዛእ ንብረት 20 ሚኢታዊ ክውስክ ወይ ክቅንስ ዝክእል ምዃኑ፤

11 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ኮነ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0347-730211/0920256876 ምድዋል ይከኣል፡፡

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo