ኣብ ኩሓ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ኣገልግሎት ዝውዕል ናይ መኪና ጎማን/ TYRES/ ናውቲ ብጨረታ ኣወዳዲርና ክንገዝእ ንደሊ፡፡

ሆስፒታል ኩሓ

1 ማህተም ዝዓረፎ ዝተዓሸገ ፖስታ

2 ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ናይ መቅረብቲ ምዝገባ ሰርቲፊኬት ከቅርብ ዝክእል፤

3 መለለይ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ቲን ከቅርብ ዝክእል፤

4 ተጫረቲ ዝ/ዩ መኪና ጎማ /TYRES/ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50.00 ብር ብምክፋል ካብ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር ቁፅሪ 48 ምውሳድ ይከኣል፡፡

5 ናይ መቅረባይነት ብቅዓት መረጋገፂ ከቅርብ ዝክእል፤

6 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መከበሪ ቢድ ቦንድ ብር 3000.00 ብሲፒኦ ኣብ ኩነታት ዝተመስረተ ናይ ባንኪ ውሕስና ወይ ካዓ ጥረ ገንዘብ ብሽም ኩሓ ሆስፒታል ከትሕዝ ዝክእል፤

7 ጨረታ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 09/09/2011ዓ/ም ሰነድ ጨረታ ምውሳድ ዝከኣል ኮይኑ ዕለት 23/9/201ዓ/ም መዕፀዊ ሰዓት 8፡00 ተዓሺጉ ብተመሳሳሊ ሰዓት 8፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብዎ ይክፈት፡፡

8 ዝሰዓረ ተወዳዳሪ ብናይ ባዕሉ መጓዓዓዚ ናብ ኩሓ ሆስፒታል ስቶር ኣታዊ ይገብር፡፡

9 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ኦርጂናል ኣብ ሓደ ፖስታ ኮፒ ኣብ ካሊእ ነኒበይኑ ብምዕሻግ ኣብ ሓደ ዓብይ ፖስታ ብምጥቅላል ናብቲ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ይኣቱ፡፡

10 ናይ ተጫረቲ ሙሉእ ኣድራሻ፣ ማህተም፣ ፊርማ፣ ክህልዎ ኣለዎ ብተወሳኪ ድማ ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ኦርጂናል ምስ ፎቶኮፒ ስርዝ ድልዝ ክህልዎ የብሉን፣ እዚ ንዝገበረ ተጫራቲ እቲ ጨረታ ተቐባልነት የብሉን፡፡

11 ሰነድ ጨረታ ካብ ናይ ባዕልና ቅጥዒ ወፃኢ ምጥቃም ኣይፍቀድን፡፡

12 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-420221 ምድዋል ይከኣል፡፡

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo