ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤንን ኣብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ንናይ ወረድኡ ሴከተር ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ::

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወ/ቆ/ተምቤን

1 አብቲ ግልፂ ጨረታ ዝተጠቐሰ ሞዴል/ Specification/ ምስራዝ አይካአልን፤

2 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን ዘለዎ ኮይኑ ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ ከምኡውን መፅዐኒን መራገፍን ሸፊኑ ከቅርብ ዝክእል፤

3 እዚ ግልፂ ጨረታ ተጫራታይ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዘለዎ ይኽፈት በቲ ዝተባሃለ እዋንን ቦታን እንድሕር ዘይተረኺቡ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዘይለዉሉ ዝኽፈት ምኻኑ::

4 ንሐደ ደኩመንት ዘይምለሰ ብር 100 ከፊሉ እቲ ጨረታ ሰነድ ካብ ቤ/ ፅሕፈትና ቤት ፍርዲ ወረዳ ቆላ ተምቤን ክፍሊት ብምክፋል ክወዳደር ዝደሊ፤

5 ሰነድ ዝሽወጠሉ እዋን ካብ ዕለት 09/09/2011 ዓ/ም ክሳብ 26/09/2011 ዓ/ም ኮይኑ ዋንኡን ኮፒኡን ብስምዒ ወይ ዝጠንከረ መጣበቂ ተዓጉ ብትዓሸገ ኢንቨሎፕ ሓደ ኮፒ ሓደ ኦርጂናል ብምምፃእ ነዚ ተባሂሉ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳፁን ይኣትው፡፡

6 ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 26/09/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ኮይኑ በዚ ዕለት ሰዓት 4፡30 ይኽፈት መክፈቲ ቦታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት ፍርዲ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምምሕዳር ወ/ቆ/ተምቤን ይከውን፡፡

7 ተጫረትቲ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ መከበሪ ጨረታ ዝከውን ናይ ሕድሕድ ጨረታ ሰነድ ብር 5000.00 ሽሕ ብር ብሲፒኦ ወይ ብጥረገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል፤

8 እዚ ግልፂ ጨረታ ናይ በዓል ዋና ማህተምን ፊርማን ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ክህልዎ አለዎ::

9 ቤ/ፅትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ፡፡

10 ናይዚ  2011ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሃደሰን ግብሪ ሙሉእ ዝከፈለን፤

11 ሰዓራይ ምስተፈለጠ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ውዕሊ ክኣስር ዝክእልን፤

12 ንግዲ ፍቃድ መለለይ ቁፅሪ /ቲን/ ዘለዎን ነናይ መቅባይነት መረዳእታ ከቅርብ ዝክእልን፤  ቫት ዝተመዝገበን መለለይ ቁፅሪ ምዝገባ ዘለዎ እዋናዊ ዲክለሬሽን መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል::

11 ንተወሳኺ ሓበሬታ ስ.ቁ 0344- 460583 ምድዋል ይከኣል::

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo