ንቤት ትምህርትታት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ፈርኒቸር ማለ ት

ማሕበር ልምዓት ትግራይ

ንቤት ትምህርትታት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ፈርኒቸር ማለት

ኮምባይን ዴስክ፣ ወንበር፣ ጠረጴዛ ፣ብላክቦርድን ካልኦትን ብጨረታ ኣወዳደራ ክተስርሕ ትደሊ በዚ መሰረት ኣብዚ ዉድድር ክትሳተፉ እትደልዩ ተወዳደርቲ

  1. ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱ
  2. ናይ ግብሪ ከፋላይነት መፍለዩ ቁፅሪ (TIN NO) መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ
  3. ናይ ቫት ዝተመዝገብሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ
  4. ናይ መቅረባይነት ምዝገባ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ
  5. ናይ ጨረታ መክበሪ ቢድ ቦንድ ንኤለክትሮኒክስ 3000 ብቤት ፅሕፈት ማሕበር ልምዓት ትግራይ ብ CPO ከትሕዙ ዝክእሉ
  6. ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ 20 ብምክፋል ካብ ማ∙ ል ∙ት ቤ /ፅሕፈት ቁፅሪ 400 ክወስዱ ይክእሉ
  7. ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ቢድ ቦንድነ ማሕተም ገይሮም ብኢነቨሎፕ ብምዕሻግ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ ጥቅምቲ 4 /2008  ክሳብ ጥቅምቲ 18 /2008 ዓ ም ሰዓት  8 ፡00 ኣብ ቤት  ፅሐፈትና ቁፅሪ 400  ዝርከብ ናይ ጨረታ ሳፁን ኣታዊ ክገብሩ ይግባእ
  8. ናይቲ ኣቅሓ ዝርዝር ድሌት መግሊፂ ቤት ፅሕፈትና ካብ ዘቅረቦ ናይ ዋጋ መቅረቢ ቅጥዒ ዋጋ መሊኡ ዘቅርብ ተቀባልነት የብሉን
  9. እቲ ጨረታ ጥቅምቲ 18 /2008 ሰዓት  5 ፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 5 ፡30 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 415 ኩሉም ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
  10. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
  11. ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344409923 ምድዋል ይከኣል እዩ

 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo