ኣገልግሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ

በዚመሰረት

  1. ዝትሐደሰ ናይ 2008 ዓ/ም ንግዲ ፈቃድ ዘለኩም::
  2. ብመቕረባይነት ዝተመዝገብኩም::
  3. ናይ ግብሪ ካፋላይ መፍለይ ቁፅሪ/TIN/  መረዳእታ ክተቕርቡ እትኽእሉ::
  4. ቫት ዝተመዝገብኩምን ኣብ 2007 ዓ/ም ናይ ቀረባ ወርሒ ዲክለር ዝገበርኩምን::
  5. ተጫራቲ በቲ ዝቐረበ ዝርዝር/specification/ መሰረት መሊኡ ዘቕርብ ክኸዉን አለዎ::
  6. መቅረብቲ ካብ ዕለት 02/2/ 2008 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 16/02/ 2008 ዓ/ም 30.00 ብር ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ብምዉሳድን ኣብ ዘተዳለወ ሳፁን ምእታዉ ይካአል::
  7. መኽበሪ ጨረታ 5000 /ሓሙሽተ ሽሕ/ ብ CPO ወይብ ባንኪ ዝተረጋገፀቸክ ወይ ብጥረ ገንዘብ ቅደሚ እቲ ፖስታ ምኽፋቱ ክትሕዙ አለዎም::
  8. ጨረታ ዝዕሽግሉ ዕለት 16 /02 /2008 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ኮይኑ በዚ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ባዕሎም ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸቡ ይክፈት::
  9. ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም እንተዘይረኺቦም እዉን እቲ ጨረታ ንምክፋት ዝዓግቶ የለን
  10. ጨረታ ዝፀንዐሉ ግዜ እቲ ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ ዕለት ጀሚሩን 45 ናይ ስራሕ መዓልቲ እዩ::
  11. ቤ/ፅሕፈትናእቲጨረታብሙሉእወይምብኽፋልናይምስራዝመሰልዝተሐለወእዩ::
  12. ተጫረቲ እቲ ዘቅርብዎ ዋጋ ምስቫቱ ደሚሮም አብቲ ቤ/ፅሕፈትና ኣብ ዘዳለዎ ሰነድ ድልየት መግለፂ ጥራሕ ይኮዉን::
  13. ነብሰወከፍ ገፅ ማሕተም ናይ ድርጅቱኩም ከዓርፎ ኣለዎ ::

ኣድራሻ ሓዱሽ ህንፃ ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ጎኒ ቤት ትምህርቲ መርሲ ፋይናንስን ህንፃ 1ደብሪቑፅሪ 105 ከይዲ ስራሕ ዕዳጋን ፋይናንስ ምምሕዳር ንብረትን::

N.B ተጫራታይ/ ሰዓራይ/ መጀመሪያ ቅድሚ ንብረት ኣታዊ ምግባሩ ሳምፕል ከቅርብ አለዎ

  • ንተወሳኪሓበሬታብስልኪቁፅሪ  0344402860/ 00344402932  ምርካብ ይካኣል::

 

 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo