ንቤት ፅሕፈት ከተማ ልምዓት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ናይ ኤሌክትሮኒከስ ኣቁሑትን ናይ ፅሬት ኣቁሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም::

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ሰሜን

ስለዚ ነዚ ዝስዕብ ሮቆሕታት እትማልኡ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ እንትንዕድም

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉናይ 2008 ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ Tin /ቲን ኣብ መቕረብቲ ዝተመዝገብሉ ናይ መቅረባይ መረጋገፂ ሕጋዊ ማሕተም አብ ሕድሕድ ፖስታን ጨረታ ሰነድን ገይሩ ዘቕርብ::

2 ንፅሕፈት መሳርሒ አቁሑት ዝጫረቱ ተጫረቲ ንተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበን ናይ መስከረም 2008 ዓ/ም ቫት ሪፖርት ከቅርብ ዝክእል

4 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈትና ት/ፋ/ክ/ከ ሰሜን ዘይመለስ ብር 50.00   በምኽፋል ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ሰነድ ምግዛእ ይካኣል::

5 ናይ ጨረታ መኽበሪ (ሲፒኦ) : ናይ ፅሕፈት መሳርሒ 5000 ብር  ናይ ኤሌክትሮኒከስ ኣቁሑትን 3000 ብር ናይ ፅሬት ኣቁሑትን 3000 ብር ብር ከትሕዝ ዝክእል /ትኽእል::

6 ጨረታ አብ አየር ዝፀንሐሉ እዋን ካብ ዕለት 01 /02 /2008 ዓ/ም ክሳብ 15/ 02 /2008 ዓ/ም ከይኑ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 15/ 02 /2008 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ ዕለት 15/ 02 /2008 ዓ/ም ሰዓት 9:00 ድሕሪ ሰዓት አብቲ ቅድሚ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወኪላት አብ ዘለዉዎ ይኽፈት

6 ሰዓራይ ምስተነፀረ አብ ዉሽጢ 5መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል

8 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

9 ኣድራሻና ሰሜን ከባቢያዊ ምምሕዳር ቤት ፅሕፈት ኮይኑ ፊትን ፊት ሄራ ን ሆቴል/ሆስፒታል መቀለ መዕፀፊ ምፅእ ኢልካ/ ::

10 ንተወሲካ ሐበሬታ ብስልኪ 0914031563/ 0920433146 ደዉልካ መብርሂ ምሕታት ትኽእሉ::

11 ናይ ጨረታ መዕፀዉን መኽፈት ንበዓል እንተዊዒሉ አብ ዝቕፅል ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸዉን ::

 

 

 

 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo