ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ኣብ ቢሮና ውሽጢ ንዝርከባ ኮምፒተራት ፕሪንተርን መቀያየሪ ግልጋሎት ዝውዕል ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

ቢሮ ርክብ ህዝቢ መንግስትን ክልል ትግራይ

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 02/09/2011ዓ/ም ክሳብ 06/09/2011ዓ/ም ሰዓት 11፡30

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 07/09/2011ዓ/ም ሰዓት 11፡30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-409343 ምድዋል ይከኣል፡፡

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo