ኣብ 2008 በጀት ዓመት ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ በግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከዕድግ ይደሊ

ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ

1 ናይዚ ዘመን ዝተሓደሰን ተመሳሳሊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለሊ ቁፅሪ ዝተመዝገበኩምሉ ቲን ሰርቲፍኬት ክተቅርቡ ትክእሉ

3 ናይ 2008 ዓ/ም ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነተ ሰርቲፊኬት ዘለኩም

4 ኣብ ናይ መንግስቲ ግዝኢት ንክትወዳደሩ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ዘለኩም

5 ናይ እሴት ታክስ ዝተመዝገበን ናይዚ ዓመት ግብሪ ዝከፈልኩምን ናይ ዝከፈሎ ናይ ወርሒ ሓምለ 2007 ዓ/ም ድክለረሽን መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

6 ጨረታ ሰዓራይ ተባሂሉ ካዝ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ድሕሪ 3ተ ናይ ቅሬታ ማዓልቲ ኣብ ዉሽጢ 3 ናይ ስራሕ ማዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል

7 በቲ ቢሮ ተዳልዩ ዝተወሃበ መዐቀኒ ስፐስፊከሽን መሰረት : ብፅሬትን መጠንን ብጊዜን ብዉዕሊ መሰረት ከረክብ ዝክእል

8 መወዳደደሪ ደኩሜንት ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ብዝተዓሸገ ፖስታ ናይቲ ትካል ሽምን ኣድራሻን ማህተምን ፌርማን ክህልዎ አለዎ

9 ተጫረቲ ዘይምለስ 30 /ሰላሳ ቅርሺ ብር/  እናከፈልኩም ካብ ቢሮ ኮንስትራክሽ መንገዲ መጋዓዝያን ክልል ትግራይ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረትን ምምሕደዳር  ኣብ ኮምፐሌክስ ህንፃ 3ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 179  ካብ   02 /02/2008 ዓ/ም ከሳብ 17/ 02/ 2008 ዓ/ም ሰዓት 4:00  ኣብ ስራሕ ሰዓት እንዳመፃእኩም ክተእትዉ ትክእሉ

10 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዉሕስና መክበሪ 5000 /ሓሙሸተ ሽሕ/ ቅርሺ ብ ሲፒኦ(CPO) ወይ ድማ  ናይ ባንኪ ወሕስና ዝተረጋገፀ ቼክ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ይክእሉ

11 እቲ ጨረታ 17/ 02/ 2008 ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፁዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ኣብ ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን መጓዓዝያን ክልል ትግራይ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ ንብ/ምም  ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ተወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት :: ተጫረቲ ወይ ተወከልቶም እንተዘይተረኪቦም እቲ ጨረታ ንምክፋት ኣይታዓናቐፍን

12 ኣብ ጨረታ ንከይሳተፍ ብቢሮ ትልምን ፋይናንስን ክልል ትግራይ ዝተአገደ ነገዳይ ናይ እግድ ግዚኡ ወዲኡ እግዱ ከይተልዓለሉ አብ መቅረባነት ክወዳደር ኣይክእልን

13 እቲ ዝቀረበ ንብረት በቲ ናይ ቢሮ ዘቅርብ ስፐስፌኬሽን /ሳምፕል/ መሰረት ይከዉን

14 እቲ ቢሮ ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ወይ ድማ ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344411052 ምሕታት ይካኣል

 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo