ኣብ ቤት ፅሕፈቱ ንዝርከቡ ከይዲ ስራሕቲ ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ ፣ኤለክትሮኒክስ ፣ዝተፈላለዩ መለዋወጢ መኪናን ሞተር ሳይክልን ጀኔረተርን ዝዉዕል ንብረት

ቤት ፅሕፈት ቀረብ ማይ መስተ ከተማ ሽራሮ

ኣብ ቤት ፅሕፈቱ ንዝርከቡ ከይዲ ስራሕቲ ዝዉዕል ፅሕፈት  መሳርሒ ፣ኤለክትሮኒክስ ፣ዝተፈላለዩ መለዋወጢ መኪናን ሞተር ሳይክልን ጀኔረተርን ዝዉዕል ንብረት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ንዚ ረቋሕታት እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

  1. ናይዚ ዘበን ዝተሓደሰ ሕጋዊ ዝኮነን ሙሉእ መረዳእታ ማለት ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣መቅረባይነትን ከምኡድማ ቲን ነምበር ፣ቫት ወይንድማ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩምን ፣ናይ ወርሒ ነሓሰ ሒሳብ ዘቅረብኩምሉ መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉን ካልኦት ኣድለይቲ መረዳእታታት እትብልዎም ዘይምለስ ቅዳሕ ብምግባር ክተታሕዙ እትክእሉ
  2. ተጫረቲ 20 ቅርሺ እናከፈልኩም ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ቀረብ ማይ መስተ ከተማ ሽራሮ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ንብረት ምምሕዳርን ክትወስዱ ትክእሉ
  3. ተጫረቲ ጨረታ መክበሪ ቦንድ ብጥረ ገንዘብ ወይንድማ ብባንኪ ብዝረጋገፀ ቼክ ወይንድማ ሲፒኦ 2000 ቅርሺ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዙ ኣለዎም
  4. እቲ ጨረታ ካብ 1 ጥቅምቲ 2008 ዓ ም ክሳብ 16 ጥቅምቲ 2008 ዓ ም ኣብ ኣየር ይፀንሕ
  5. እቲ ጨረታ 16 ጥቅምቲ 2008 ዓ ምሰዓት 4 ፡00 ንጉሆ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 4 ፡30 ንጉሆ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀረብ ማይ መስተ ከተማ ሽራሮ ይክፈት
  6. ተጫራቲ ስዒሩ ተባሂሉ ካብ ዝተነገረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል ክከዉን ኣለዎ
  7. እቲ ቤት ፅሕፈት  ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን በሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዊ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0345500342 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo