ማሕበር ተጋደልቲ ትግራይ ካብ ትእምት ብዝረክቦ ገንዘብ ኣብ ከተማ ዓብይ ዓዲ ብናይ ስራሕ ዕድል ምፍጣር ብጥሕኖ ኣብ ዝተወደባ 60 ደቂ ኣንስትዮ ተጋደልቲ ኣባላት ማሕበርና መጥሓን ንምዕዳግ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ማሕበር ተጋደልቲ ትግራይ

1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘቅርብ፤

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋሊ ግብሪ /ቲን/ ናምበር ከቅርብ ዝክእል፤

3 ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ /ቫት/ ምዃኖም መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል፤

4 ሰነድ ጨረታ ካብ 01/09/2011ዓ/ም ክሳብ 15/09/2011ዓ/ም ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈትና ማሕበር ተጋደልቲ ትግራይ ምውሳድ ትክእሉ፤

5 ሰነድ ጨረታ 15/09/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 4፡30 ይክፈት፡፡

6 እቲ ማሕበር ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉው እዩ፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ትሕቲ ኣብርሃ ካስትል ካሕሳ ህንፃ 1ይ ደብሪ ብስ.ቁፅሪ 0342-415705/0914-769195 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፡፡

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo